letra de habeshawit - radov leo
music –
መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ –
ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ –
ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ –
ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ –
መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ –
ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ –
ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ –
ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ –
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) –
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) –
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) –
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) –
ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም –
መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም –
ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ –
ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ –
ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) –
ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) –
መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) –
ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) –
ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … –
ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ – ክቐስን ልበይ ….
music –
ከመይሉ ይኸውን – ካልእ ክወስደኪ –
ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ –
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ –
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ –
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ –
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ –
music –
music –
መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ –
ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ –
ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ –
ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ –
መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ –
ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ –
ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ –
ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ –
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) –
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) –
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) –
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) –
ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም –
መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም –
ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ –
ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ –
ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) –
ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) –
መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) –
ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) –
ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … –
ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ – ክቐስን ልበይ ….
music –
ከመይሉ ይኸውን – ካልእ ክወስደኪ –
ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ –
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ –
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ –
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ –
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ –
music –
letras aleatórias
- letra de v.m.v.d. - juri
- letra de won't be easy - the adams
- letra de the songs of your youth - anthonie tonnon
- letra de bali jungles - yoshua
- letra de the birthright of cain - lo-ruhamah
- letra de eclipse - jack hardy
- letra de el rimadero (directo) - el meswy
- letra de impending death - evulva
- letra de skank - djimmy hendrixxx
- letra de simple heart - geoff moore