letras.top
a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z 0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 #

letra de mechiuni - millen hailu

Loading...

ኣካይዳኻ ተነይተሉ
ልበይ ለበይ እምነት ኣብቊሉ
ግሩም መልክዕካ ተሓቢነሉ

ልበይ ልበይ ፍቕሪ ኣዝቢሉ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ

መረዋሕ ድምጽኻ ጥዑም ቃና
ረኻብ ልበይ ብናይ ፍቕሪ ዜማ
ምድረ ገነት ዘይውዳእ ማና
ምሉእ ሽሻይ ናይዛ ነብሰይ ግርማ

መቺኡኒ ኣብ ደረትካ
ተሃራፊ እናሓደርካ

ኣካይዳኻ ተነይተሉ
ልበይ ለበይ እምነት ኣብቊሉ
ግሩም መልክዕካ ተሓቢነሉ
ልበይ ልበይ ፍቕሪ ኣዝቢሉ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ

ኩሉ’ዩ ዘሎ ምሳኻ
ኩሕላይ መላኺ ፍቕሪ
መቺኡኒ’ሎ ሕቕፎኻ’የ
ፈቴዮ ሂብኒ ኽብሪ

ልዑል ፈጣሪ ‘ቲ ዝከኣሎ
ሰሪሑካ ‘ንድዩ ብዘይ ጎዶሎ
ኣብ ማንም የለን ምሳኻ ዘሎ
ዓለመይ ሪኤ ጥዒሙኒ’ሎ

ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ

ምሳኻ ምሳኻ የለን ዝጎደለ
ንዓኻ ዝውንን ኣነስ ተዓዲለ
ሓላፋ ኹሉ ርእሲ?????
ንጉስ’ዛ ልበይ ዝምከሓሉ

ኣነ ፈቴዮ ንጉብዝናኻ
ኣነ ፈቴዮ ትልቦናኻ’የ
ኣታ ፈቴዮ ዓለም ፍቕርኻ
እውይ ፈቴዮ ዘሎ ምሳኻ’የ

ኣካይዳኻ ተነይተሉ
ልበይ ለበይ እምነት ኣብቊሉ
ጉሩም መልክዕካ ተሓቢነሉ
ልበይ ልበይ ፍቕሪ ኣዝቢሉ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ

ምሳኻ ምሳኻ የለን ዝጎደለ
ንዓኻ ዝውንን ኣነስ ተዓዲለ
ሓላፋ ኹሉ ርእሲ?????
ንጉስ’ዛ ልበይ ዝምከሓሉ

ኣነ ፈቴዮ ንጉብዝናኻ
ኣነ ፈቴዮ ንልቦናኻ’የ
ኣታ ፈቴዮ ዓለም ፍቕርኻ
እውይ ፈቴዮ ዘሎ ምሳኻ’የ

ኣካይዳኻ ተነይተሉ
ልበይ ለበይ እምነት ኣብቊሉ
ጉሩም መልክዕካ ተሓቢነሉ
ልበይ ልበይ ፍቕሪ ኣዝቢሉ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ
ሃብሮማይ ዘይምኖ ከምዛ ዓይኒ ማይ

letras aleatórias

MAIS ACESSADOS

Loading...