letras.top
a b c d e f g h i j k l m n o p q r s t u v w x y z 0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 #

letra de gor beyney - million eshetu

Loading...

ሕጉስ ሕጉስ ሕጉስ ሕጉስ ይብል ገዲፈ ምትካዝ
ጸጽቡቑ ጥራይ ይሓስብ ገዲፈ ምምራር
ንሂወት ከም ጸጋ ወሲደያ

ንጽባሕ ብተስፋ ጠሚተያ
ንዓኺ ምስ ሓዝኩ እወ ንዓኺ
ዓለም ኣብ ሪሓ ኢደይ የእቴያ

ሕጉስ ሕጉስ ሕጉስ ሕጉስ ይብል ገዲፈ ምትካዝ
ጸጽቡቑ ጥራይ ይሓስብ ገዲፈ ምምራር
ንሂወት ከም ጸጋ ወሲደያ
ንጽባሕ ብተስፋ ጠሚተያ
ንዓኺ ምስ ሓዝኩ እወ ንዓኺ
ዓለም ኣብ ሪሓ ኢደይ የእቴያ

እቲ ሓልዮትኪ ኣብ ልዕለይ ተንጸባርቕዮ
ሽምጥኺ ገቲርኪ ክንዲ ኽንዳይ ትሕለቕዮ
ጎር በይነይ ጎር በይነይ ሙኻንኪ ሂቡኒ’ዩ ስእሊ
ጎር በይነይ ጎር በይነይ ከም እምባይ ወሲደኪ
ዋ… ከም ድልድልቲ ጸግዒ

ኣቲ ወለሎ ወለሎ መልክዕኺ ወለሎ’የ
ኣቲ ጨው ድፍድፍ ኣቲ ጨው ድፍድፍ ወለሎ
ጦብላሕታ ፈጢሩ ናብ ፍቕሪ ዘጽድፍ (ህልም)
ውህበት በይነይ ሙኻኑ ልበይ ምሰራጋገጸ
ተምባህ በልኩ ብኹርዓት ሓበን ተጎናጺፈ

ሕጉስ ሕጉስ ሕጉስ ሕጉስ ይብል ገዲፈ ምትካዝ
ጸጽቡቑ ጥራይ ይሓስብ ገዲፈ ምምራር
ንሂወት ከም ጸጋ ወሲደያ
ንጽባሕ ብተስፋ ጠሚተያ
ንዓኺ ምስ ሓዝኩ እወ ንዓኺ
ዓለም ኣብ ሪሓ ኢደይ የእቴያ

እቲ ሓልዮትኪ ኣብ ልዕለይ ተንጸባርቕዮ
ሽምጥኺ ገቲርኪ ክንዲ ኽንዳይ ትሕለቕዮ
ጎር በይነይ ጎር በይነይ ሙኻንኪ ሂቡኒ’ዩ ስእሊ
ጎር በይነይ ጎር በይነይ ከም እምባይ ወሲደኪ
ዋ… ከም ድልድልቲ ጸግዒ

ኣቲ ወለሎ ወለሎ መልክዕኺ ወለሎ’የ
ኣቲ ጨው ድፍድፍ ኣቲ ጨው ድፍድፍ ወለሎ
ጦብላሕታ ፈጢሩ ናብ ፍቕሪ ዘጽድፍ (ህልም)
ውህበት በይነይ ሙኻኑ ልበይ ምሰራጋገጸ
ተምባህ በልኩ ብኹርዓት ሓበን ተጎናጺፈ

ዕግበት ዕግበት ከም ቃል እንታይ ሙኻኑ
ብግብሪ ኣርኢኽኒ ብግብሪ ኣርኢኽኒ
ዓይነቱ ጎኒ ዓቐኑ

እዋይ ኣብ ዕሩብ ሕልናይ እዋይ ጽባቐ ነዲቕኪ
እውይ ኣብ ዝቐበጸ ልበይ እውይ ውይ ውይ ውይ ፍቕሪ ወሊድኪ
ጎር በይነይ

ሎሚ ሎሚ
ሎሚ ጨርቂ’ዩ ንዓይ ኩሉ መንገዲ
ሎሚ ሎሚ
ሎሚ ቐሊል’ዩ ንዓይ ብትምክሕቲ
ምኽንያቱ ንስኺ ኣለኽኒ ሕቖን ድርዕን
ምኽንያቱ ንስኺ ኣለኽኒ ሓይልን ጻልን

ዕግበት ዕግበት ከም ቃል እንታይ ሙኻኑ
ብግብሪ ኣርኢኽኒ ብግብሪ ኣርኢኽኒ
ዓይነቱ ጎኒ ዓቐኑ

እዋይ ኣብ ዕሩብ ሕልናይ እዋይ ጽባቐ ነዲቕኪ
እውይ ኣብ ዝቐበጸ ልበይ እውይ ውይ ውይ ውይ ፍቕሪ ወሊድኪ
ጎር በይነይ

ሎሚ ሎሚ
ሎሚ ጨርቂ’ዩ ንዓይ ኩሉ መንገዲ
ሎሚ ሎሚ
ሎሚ ቐሊል’ዩ ንዓይ ብትምክሕቲ
ምኽንያቱ ንስኺ ኣለኽኒ ሕቖን ድርዕን
ምኽንያቱ ንስኺ ኣለኽኒ ሓይልን ጻልን

letras aleatórias

MAIS ACESSADOS

Loading...